ኣሰይ 'ሰየ

drum and bass

June 19th, 2024suno

Lyrics

ኣሰይ ዝልበይ እሰይ 'ሰየ ይፍሳህ ኣሎ ትሕሾ ኣፍቂሩ ኣሰይ ዝልበይ ተዓዊቱ ኣሎ ባህጉ ረኪቡ ሕልሙ ተግህዶ ኣሰይ ዝልበይ እሰይ 'ሰየ ይፍሳህ ኣሎ ትሕሾ ኣፍቂሩ 'ወ ኣሰይ ዝልበይ ሰናይ መኺሩ ፅብቅቲ ቅጭን ወሓለ ኣፍቂሩ ኣሎ ወትሩ ሰሓቅ ጥዑም ኣመላ ወረጃ ጎርዞ ኣመኼላ ዘይብላ ኣይግረምኪ እንዶ ዝውረ ዘሎ ዓቢዱ ዝብሉኪ ተካኢሉ 'ሎ ኣንቲ ሰበይ እሰይ 'ሰይ ክዓብደልኪ እየ ፈቂደ ጨርቂ ዝባነይ ቀዲደ ኣንቲ ሰበይ እሰይ 'ሰይ ግድን እዩ ግድን ክፅለል መፀለል እንድየ ወሲደ ይግደዶ እምበር እቲ ዘውሪ ዘሎ ዘፍቀረ ኩሉ ዋይ ፍቅሪ 'ዶ ዘርሕሶ ሰይ ገበርኩ ሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰየ ኣሰይ እንዳበልኩ ገና ከፍቅረኪ እየ ንክረክበኪ ፅዒረ እየ ላላሊለየ ላላ........ላላሊለየ ጎይታ ዝበሎ ኮይንዎ 'ሎ ኣንቲ ሉለየ ሉል....ሉለየ ወሊዶም ጎበዝ ወሊዶም ጅግና እንዳተብሃለ መዓደላና ኢደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና ሰይ ገበርኩ ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና ሰይ ገበርኩ ሰይ ንዛልበየ እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ 'ሰየ እሰይ ገበርኩ ሰይ ንዛልበየ እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ 'ሰየ ንክረክበኪ ፅዒረ እየ ላላሊለየ ላላ........ላላሊለየ ጎይታ ዝበሎ ኮይንዎ 'ሎ ኣንቲ ሉለየ ሉል....ሉለየ ወሊዶም ጎበዝ ወሊዶም ጅግና እንዳተብሃለ መዓደላና ኢደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና ሰይ ገበርኩ ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና ሰይ ገበርኩ ሰይ ንዛልበየ እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ 'ሰየ ንክረክበኪ ፅዒረ እየ ላላሊለየ ላላ........ላላሊለየ ጎይታ ዝበሎ ኮይንዎ 'ሎ ኣንቲ ሉለየ ሉል....ሉለየ ወሊዶም ጎበዝ ወሊዶም ጅግና እንዳተብሃለ መዓደላና ኢደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመና ሰይ ገበርኩ ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና (ሰይ ገበርኩ ሰይ ንዛልበየ እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ 'ሰየ) 2

Recommended

Aşkın Yolu
Aşkın Yolu

slow arabesk türk pop

Funky Chicken Funk
Funky Chicken Funk

groovy funk rhythmic

little wonder
little wonder

boombap hiphop,rap,funktype,sampling,calm,piano

My Girl (credits to Nox44)
My Girl (credits to Nox44)

electronic pop, melodic edm, male voice

8bit Game
8bit Game

Upbeat, electronic, playful, video game, 8bit, Japanese, pop, relaxing, slow, calm

ยายจ๋า
ยายจ๋า

ลูกทุ่ง

Tides of Goa
Tides of Goa

guitar-infused electronic melodic goa trance

On the Road
On the Road

rock guitar-driven

Danse Macabre
Danse Macabre

rock alternativo movido electrónica

Love Potion
Love Potion

pop electronic

WIEROOK 2
WIEROOK 2

male voice, acoustic piano, slow

The Eternal Spartan: A Legacy Unbroken
The Eternal Spartan: A Legacy Unbroken

aggressive hard rock power metal

Dreams on the Nile
Dreams on the Nile

acoustic melodic country

Nasıl İstedim
Nasıl İstedim

Choral jazz

Depravity
Depravity

rock, metal, clear vocals