ንግስቲ ልበይ

experimental,reggae

June 19th, 2024suno

歌词

##እዎዎ ኣየ ኤሂሃ ኣየ ኤሂሃ** ሓበነይ ምሳኪ ኮይነ ኣብዛ ዓለም ዘይሰግሮ ፀገም የለን(1) መባእታ ፍቅሪ ቦክሪ ዓይነይ ዘልኣላማዊት ፍቅሪ ጎነይ ዓባይ ኣብ እምነት ደቂ ሄዋን ማህደር እምነት ማህደር ቃል-ኪዳን ህላውነትኪ ፈሊጠዮ ብብሌን ዓይንኪ ርኤዮ ብሕታውነት ሰጊረዮ ትርጉም ናብራ ኣስተማቂረዮ ምዕርግቲ ኢኪ ቆፅሊ ሞመና ሸዊቲ ናይ ስገም ተክሊ ገደና ዘይትርከቢ ዘበት ከም ዋዛ ዕንቊ ባሕሪ ኢኪ መብራህቲ ገዛ እዎዎ ኣየ ኤሂሃ ኣየ ኤሂሃ ሓበነይ ምሳኪ ኮይነ ኣብዛ ዓለም ዘይሰግሮ ፀገም የለን ስምዕኒ ፍቅረይ ክገልፀልኪ እንድረቋሕኩ ክቡር ሽምኪ ዋልታ ቅሳነት ማእገር ቤተይ ዋሕሰይ ኢኪ ግርማ ቤተይ ኣትየልኪ ኔረ ወ መፅበዓ ሰሚሩ ትምኒተይ ጠጢዓ ብቅኑዕ ልቢ ሰረት ጌረ ረኺበኪ ዋይ ተዓዲለ ማራኺት ጎርዞ ቀያሕ ዕምበባ ወለላ ፍሰስ ዘይድፈር ኾኸባ ማዕንጣ ክራር ሸምበቆ ለይለይ ማኣዛ ልቢ ኣንቲ ፅላለይ እዎዎ ኣየ ኤሂያ ኣየ ኤሂሃ ሓበነይ ምሳኪ ኮይነ ኣብዛ ዓለም ዘይሰግሮ ፀገም የለን ሸናዕ በልለይ ህያብ በይነይ ሰለማዊት ምቁር ሓበነይ ቀንዴል ኢኪ ብርሃን ልቦናይ ናይ መንፈስ ማና ፀጋ ሰማይ ህላውነትኪ ፈሊጠዮ ብብሌን ዓይንኪ ርኤዮ ብሕታውነት ሰጊረዮ ትርጉም ናብራ ኣስተማቂረዮ ምዕርግቲ ኢኪ ቆፅሊ ሞመና ሸዊቲ ናይ ስገም ተክሊ ገደና ዘይትርከቢ ዘበት ከም ዋዛ ዕንቊ ባሕሪ ኢኪ መብራህቲ ገዛ እዎዎ ኣየ ኤሂሃ ኣየ ኤሂሃ ንግስቲ ልበይ ንግስቲ ልበይ ዋ ንግስቲ ልበይ ህያው ክኑለይ ሓቦ ፅኑዕ ተስፋ ሰኒቀ ብኣኪ በፂሐዮ ድማ ገማግም ፍቅርኪ ቅዱስ መንፈስ ሰማይ መልኣክ ተመሲልኪ ሓብሒብክኒ ሓበን ድኻም ከይፀብፀብኪ ንግስቲ ልበይ ንግስቲ ልበይ ዋ ንግስቲ ልበይ ህያው ክኑለይ መርከብ ዶ ክብለኪ ፈጣን ጀልባይ ዘዕቀልክኒ ንዓይ ካብ ማዕበል ገለባይ ሳላኪ 'ወ ሓበን ብፍቓድ ፈጣሪ ሰጊረዮ ኾቲ ናይ ፀገማት ባሕሪ ሓቦ ፅኑዕ ተስፋ ሰኒቀ ብኣኪ በፂሐዮ ድማ ገማግም ፍቅርኪ ቅዱስ መንፈስ ሰማይ መልኣክ ተመሲልኪ ሓብሒብክኒ ሓበን ድኻም ከይፀብፀብኪ ንግስቲ ልበይ ንግስቲ ልበይ ዋ ንግስቲ ልበይ ህያው ክኑለይ ንግስቲ ልበይ ንግስቲ ልበይ ዋ ንግስቲ ልበይ ሸናዕ በልለይ

推荐歌曲

Dame Tu Amor remix
Dame Tu Amor remix

heavy sound 80s hi-energy old sound

ひよこピヨピヨダンス
ひよこピヨピヨダンス

rhythmic funk synthesizer

Nobody's home
Nobody's home

Deep House electronic, romantic, synthwave, female singer, 80's

Stratená v preklade
Stratená v preklade

female vocals, heavy synth, fast tempo, electronic, eurodance, pop

Capítulo de Felicidad
Capítulo de Felicidad

folklore, male voice, guitar, pop

Harap Instan
Harap Instan

Pop Punk, Sarcastic, Emotional, Introspective, A Minor, Clean Vocal

Congress sarkar
Congress sarkar

rock, guitar, pop, beat, bass, upbeat, drum

Kovář
Kovář

folk metal

獨一無二
獨一無二

lofi r&b slow sad,female singer

Southern Sky Caravan
Southern Sky Caravan

male vocalist,melodic,acoustic,pastoral,bittersweet,introspective,sentimental,country music,australian

Cuban#2
Cuban#2

latin jazz sophisticated smooth

ASM
ASM

technical jazz djent math rock, sunny, happy

Kickback Lose Reality
Kickback Lose Reality

Jazz, orchestral, polyrhythm, bass house, jungle, liquid funk, dark bass, Mid Tempo. acoustic and electric guitar,

California Dreams
California Dreams

hip hop la vibes r&b

jasná zpráva
jasná zpráva

country, rock, guitar, drum, pop

atmospheric!!!!
atmospheric!!!!

atmospheric